icon-share
Go to main content

መዳህሰሲ ሓቅነት – እዚ ዘይተኣማመነ ወረ ስጋብ ክንደይ ሓቅነት ኣለዎ?

ክብረት ይሃበልና። ነቲ ዝሰደድኩምልና ከነጽንዖ ኢና።  ነቲ ዝሰደድኩምልና ሓበሬታ ተኣማማኒ ሓቀኛ ትሕዝቶ ኣለዎ‘ዶ ኣጽኒ፡  ንኻልኦት ሓተቲ ዑቕባን ተጉዓዝትን ኣገዳስነት ምስ ዝህልዎ ተኣማማንነቱ  ኣጽኒዕና ኣብዚ ዝስዕብ ኣድራሻ ናይ ሓበሬታ ጽሑፍ ክንዝርግሕ ኢና፡ www.rumoursaboutgermany.info መታን ሰባት ሓቂ ክፈልጡ።

ተስፋ ንገብር፡ ብቐጥታ ክንምልስ ዘይንኽእል ሙኻና ክትርድኡልና። ሓፈሻዊ ሕቶታት ምስ ዝህልወኩም፡ ብኽብረትኩም ንኤምባሲ ጀርመን ወይ ን ኣብ ጥቓኹም ዝርከብ ኮንሱል ተወከሱ።
ክብረት ይሃበልና!

ናብ ጸፍሒ ተመለስ