icon-share
Go to main content

ሕጊ ሓለዋ ግላውነት

1. ምምእዛዝ ብመስርሕ ኣገባብ ኣጠቓቕማ/ ኣትኣታትዋ ኣብ መርበብ ሓበሬታ

ነዚ መርበብ ሓበሬታ ምስ እትጥቀም ዝስዕቡ መምርሒታቱ ክትቅበል ድሉው ኢኻ ማለት እዩ።

ነዛ መርበብ ሓበሬታ ንኽትኣትዋ ዝፍቀደልካ ንውልቃዊ ጥቕሚ ጥራይ እዩ፡ ንንግዳዊ ጥቕሚ ክትጥቀመላ ኣይፍቀድን እዩ።

እዞም መምርሒታት ኣጠቓቕማ፡ ንመጻኢ መሰላት ኣገባብ ኣጠቓቕማ ዝምልከቱ ቀያዲ ኣይኮነን። ኣቕራቢ እዚ ኣገልግሎት፡ ኣብ ዝኾነ ግዜ ብዘይ ገለ መጠንቀቕታ መምርሒታት ኣጠቓቕማን ትሕዝቶታቶምን ክቕይሮም፡ ከሕጽሮም፡ ክምልኣሎምን/ ወይ ድማ ክስርዞም ወይ ውን ነዛ መርበብ ሓበሬታ ክዓጽዋን ይኽእል እዩ።

ኣጠቓቕማ መርበብ ሓበሬታ ብሕጊ ጀርመን ጥራይ እዩ ዝምራሕ።

2. ተሓታትነት

ምእታው ናብዛ መርባብ ሓበሬታን ኣጠቓቕማኣን ኣብ ውልቃዊ ሓላፍነትካ ዝተመርኮሰ እዩ። ኣዳላዊ እዚ ኣገልግሎት ንዝኾነ ዝወርደካ ጉድኣት ብምኽንያት ምእታውን ምጥቃምን ኣብዛ መርበብ ሓላፍነት ኣይወስንድ እዩ።  እዚ ማለት ግን፡ ብኣፍልጦ ብኣዳለውቲ ብዝቐረበ ዘይጥንቁቕ ኣገልግሎት ጥፍኣት ወይ ውን መጉዳእቲ ምስ ዘስዕብ ኣይሕተተሉን እዩ ማለት ኣይኮነን።

3. ሕጋዊ መሰል ዋንነት

ብሙሉኡ ትሕዝቶ መርበብ ሓበሬታ፡ ብዝያዳ እቲ ጽሑፋትን፣ ስእልቲኣትን፡ ብፍላይ ድማ ቅርጻታት ዲዛይን ብሕጊ መሰል ዋንነት ዝተሓለወ እዩ።ብ ኩሉ መሰላት ትሕዝቶ ሕሉው እዩ።

ብዘይ ናይ ጽሑፍ ፈቓድ ኣቕራቢ ኣገልግሎት ንትሕዝቶ መርበብ ሓበሬታ ከተራብሖ፡ ክትዝርግሖ፡ ኢድ ከተእትወሉን/ ወይ ክትቅይሮን ወይ ነዛ መርበ ብኻልእ ዕላዊ ፈቓድ ብዘይረኸበ ኣገባብ ክትጥቀመሉ ኣይፍቀደልካን እዩ።

4. ተሓታትነት ብሓላፍነት ኣልቦ

ኩሉ ትሕዝቶታት ናይዛ መርበብ ሓበሬታ ብጥንቃቐ ተጸኒዑ እዩ። እንተኾነ ግን ጌጋ ኣይሓልፎን እዩ ማለት ኣይኮነን።  በዚ ምኽንያት ሙሉእነትን፡ ትኽክለኛነትን እዋናዊነትን ናይቲ ትሕዝቶ ዘትኣማምን ዝወሃብ ጋራንቲ እውን የለን፡  በዚ ምኽንያት ድማ፡ ተሓታትነት ብሓላፍነት ኣልቦነት የኸትል።

ሀ)ትሕዝቶ ካብ ካል ኦት መርበባት

ቅድሚ ምስ ካልኦት ካብ ቁጽጽርና ወጻኢ ዝኾና መርበብ ሓበሬታታት ሰንሰለታዊ ምትእስሳራት ንፈጥር፡ ብዝከኣለና መጠን ትሕቶታቱ ነጽንዖን ንምርምሮን። ሰንሰለታዊ ምትእስሳራት ኣብ ዝገበርናሉ ግዜ ምንም ዘይሕጋዊ ትሕዝቶ ኣይረኸብናሉን።

ኣቕራቢ እዚ ኣገልግሎት፡ ንትሕዝቶ ካልኦት መርበብ ሓበሬታታት ሓላፍነት ኣይወስደሎምን፡ ከም ናቱ ጌሩ ውን ኣይርእዮምን።

ንትሕዝቶታትን ትኽክልነትን ዘትኣሳሰርናዮም መርበብ ሓበሬታታ ሓላፍነት ኣይንወስድን፡ ኣብ እዋናውን መጻእን ትሕዝቶታትም እውን ኢድ የብልናን።

ናይ ዝኾነ ዘይሕጋውያን ኮነ ጌጋን ወይ ውን ሙሉእነት ዘይብሎም ትሕዝቶታት ሓላፍነት ዝስከም እቲ ኣሰናዳኢ ናይታ ዘትኣሳሰርናያ መርበብ ጥራይ እዩ።

እዚ ነቶም ንትሕዝቶታት ስሉስ-ኣካል ብቴክኒካዊ መንገዲ ኣብታ መርበብ ዘቕርቡን ከም ኣቕረብቲ እዉን ዝፍለጡን ይምልከት።

ለ) ትውንኖ ትሕዝቶ

ንሙሉእነንተን ትኽክልነትን ትሕዝቶና ተሓታትነንት ሓላፍነት ኣይንወስንድ። ነቕርቦም ምኽርን ሓበሬታን ኣብ ቅድሚ ሕጊ ሓላፍነታዊነት ኣየስምዑን። ሕጋዊ ምኽሪ ኣይኮናን ነቕርብ ዘለና።

ሐ) ርእይቶን መልስን/ ምእላይ

ትሕዝቶ ናይ ሓንቲ መርበብ ሓበሬታ ኮነ ዘተ ኣሳሰርናዮም ሓበሬታታት ስሉስ-ኣካል ነቐፌታት እንተ ኣስዒቦምን ንኣዳለውቲ እቲ ሓበሬታ ናይታ መርበብ ተወከሶም።

ትሕዝቶታትና ጌጋ ምስ ዝህልዎ፡ ዘይእዋናዊ ምስዝኸውን፡ ሙሉእነት ምስዘይህልዎ፡ ወይ ውን ንኽትርድኦ ዘጸግም ምስ ዝኸውን ሓብሩና ብኽብረትኩም።

ዘይሕጋዊ ወይ ውን ጌጋ ትሕዝቶ ብቕጽበት ክእለ ኣለዎ።

5.ሕጋዊ ሓለዋ ትሕዝቶ ናይ ሓበሬታታት

https://www.auswaertiges-amt.de/en/datenschutz-node

ናብ ጸፍሒ ተመለስ