icon-share
Go to main content

መዳህሰሲ ሓቅነት – እዚ ዘይተኣማመነ ወረ ስጋብ ክንደይ ሓቅነት ኣለዎ?

ዝሰማዕካዮ/ክዮ ሓድሽ ነገር ኣሎ‘ዶ – ምናልባት ካብ መሓዙትካን የዕሩኽትኻን፡ ካብ ቤተሰብ ወይ ካብ ደላሎ? ሓቂ ወይ ሓሶት ሙኻኑ ክትፈልጡ ትደልዩ‘ዶ? በዚ ሰነድ እዚ ዝሰማዕኩሞ  ናብ ኦይሮጳ መጉዓዚ መንገዲ ዝምልከት ኮነ ንኣገባብ ሓተታ ዑቕባ ኣብ ጀርመን፡ ኮምኡ ውን መነባብሮን ሂወትን ኣብ ጀርመን ዝምልከቱ ዘይተኣማመኑ ወረታትን ሓበሬታትን ክንምልከቶም ክትጽሕፉልና ትኽእሉ ኢኹም።

ነቲ ዝሰደድኩምልና ሓበሪታ ንምልከቶ። ንኻልኦት ሓተቲ ዑቕባን ተጉዓዝትን ኣገዳሲ ኮይኑ ምስ እንረኽቦ ኣጽኒዕናን መርሚርናን ንጹር ሓበሬታ ዝሓዘ ጽሑፍ ኣብ www.rumoursaboutgermany.info ንዝርግሕ፡ መታን ሰባት ሓቂ ክፈልጡ።

ተስፋ ንገብር፡ ብቐጥታ ክንምልስ ዘይንኽእል ሙኻና ክትርድኡልና። ሓፈሻዊ ሕቶታት ምስ ዝህልውኹም፡ ብኽብረትኩም ንኤምባሲ ጀርመን ወይ ን ኣብ ጥቓኹም ዝርከብ ኮንሱል ተወከሱ። ክብረት ይሃበልና!


ናብ ጸፍሒ ተመለስ